ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ሚኒስትራትን ኣብ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።

ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024 ብቐዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ግንቦት 2016 ዓ.ም ብዕሊ ምኽፋቱ ይፍለጥ።

ዓመታዊ ኤክስፖ “ኣፍደገ ሳይንስ  ክኽፈት ኢዩ፤ ቴክኖሎጂ የዛምድ፤ መህዞ ንቕድሚት ይወስድ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ክሳብ 18 ግንቦት 2016 ዓ.ም ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ ክፀንሕ ኢዩ።

ጠመትኡ፥ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣ ፈጠራን ዲጂታላይዜሽንን ዝገበረ ኤክስፖ ስትራይድ ኢትዮጵያ ብዙሓት ትካላት ቴክኖሊጂን ምህዞን ኣብ ምስታፍ ከምዝርከቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment