ም/ቀ/ሚ ተመስገን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ኣፈፃፅማ ትልሚ ምግቢን ስርዓተ ምግብን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዝምልከቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣፈፃፅማ ትልሚ ምግቢን ስርዓተ ምግብን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክሳብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ተረባሕነት ማሕበረሰብ ክብ ክብል ዝገበሩን ኢትዮጵያ ንካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ተመክሮ ምሃብ ዝጀመረትሉን ከምዘኾነ ርእይና ኢሎም።

መነግስቲ ፌዴራልን ክልላትን፣ ሓገዝቲ ኣካላት ከምኡውን ምትሕብባር፣ ደገፍን ቁርፀኝነትን ህዝቢ ዝሓትት ተግባር ምዃኑ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣብቲ ዘተ ተረዳዲእና ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment