ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና-ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ፖሊስ ካባና ትፅቢት ዝግበር ሓላፍነት እናተዋፃእና ሰላም ሃገርና እናጠናኸርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ገሊፆም።

መበል 16 ሓበራዊ ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልላትን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ተሳሊጡ።

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ፥ ትካላት ፖሊስ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ነናይባዕሎም ሰላምን ድሕነነትን ንምኽባር ዝሰርሕዎ ዘለዉ ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቦም።

ከም ፖሊስ ተፅቢት ዝግበረልና ሓላፍነት ብምውዳድ ብምውፃእ ሳላም ሃገርና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ይግባእ ክብሉ ኣረጋጊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment