ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጂቡቲን ሶማሊያን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ስዑዲ – ኣፍሪካ ምስ ኣሕዋተይ ፕሬዝዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጊሌህን ፕሬዝዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼህ ሞሓመድን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ትኹረት ከምዝገበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ገሊፆም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment