ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ካብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዝተፈላለያ ክልላትን ምምሕዳር ከተማን ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ተዛቲዮም፡፡

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ፥ ሎሚ መዓልቲ ሰፊሕ ሃገራዊ ትሕዝቶ ኣብ ዘለዎም ጉዳያት ካብ ክልላት ሶማሌ፣ ዓፋር፣ ሃረሪ፣ ጋምቤላ፣ ቤኒሻንጉል ጉምዝን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ከምዝዘተዩ ገሊፆም፡፡

“ዘተና ኣብ ልምዓት፣ ሰላምን ጉዳያት ፀፅታን ዘተኮረ ነይሩ” ክብሉ እውን ፀሪሖም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment