ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ናብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ጠቅላይ ሚኒስትሩ ከተሠራ የማይመጣ ውጤት የለምም ብለዋል

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ እንተተሰሪሑ ዘይመፅእ ውፅኢት የለን” ኢሎም።

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ካሜሮን ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ ኢያ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment