በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወሰኑ ሰባት ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ደመራ መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተወሰኑ ሰዓብቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ክኽበር ኢዩ።

እቲ በዓል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝኽበር እንትኸውን ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ውሑዳት ሰባት ጥራሕ ከምዝርከቡ ምግላፁ ይዝከር።

ሕብረተሰብ እቲ በዓል እንተኽበር ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዓሊሞም ብውድብ ጥዕና ዓለምን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝተገለፁ ሜላታት ተግባራዊ እናገበረ ክኸውን ከምዝግባእ ድማ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment