ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ።

ብመሰረት እዚ፦

1. ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ፕሬዚዳንት ኣመራርሓ ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ

2. ዶክተር ኣምባሳደር ኣዲስኣለም ባሌማ ድማ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ፖሊሲ ኮይኖም ከምዝተሾሙ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ጠቒሱ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment