ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንክወፅኡ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክወፅኡ ወሲኑ።

እቶም ተሃነፅቲ ኣብ ቤት ህንፀት ኣበ ዝነበሮም ፃንሒት ብዘርኣይዎ እወንታዊ ስነ ምግባር መሰረት ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ብናትናኤል ጥጋቡ

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment