ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ- ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ ክብል ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሕቶ ህልውና ኢትዮጵያ ስዒቡ ካብ ግብፂ ዝመፅኡ ሓበሬታታት ካብ ሓቂ ዝረሓቑን ነበራዊ ኩነታት ዘየገናዘቡን ኢዮም ኢሎም።

ብኻሊእ መዳይ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ዝተርኣየ ምንቕቓሕ ዓውደ ርእይ ዲፕሎማሲ ብዝሓሸ ኩነታት ንምኽባር ምልክት ዝሃበ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ንፈለማ እዋን ካብ 2 ክሳብ 24 ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ምክያድ ዘሎ ሰሙን ዲፕሊማሲ ብብዙሓት ዜጋታትን ትካላትን ከምኡውን ብዲፕሎማታት ዑደት ይግበር ከምዘሎ ገሊፆም።

ብፍሬህወት ሰፊው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment