ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ትሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ባህርዳር ኣትዩ።

እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ መነሃርያ ብዙሓት ዴሴታት፣ ጢስ ኣባይ ዝርከበላን ብዙሓት ሃወፅቲ ዝጓዙላን ውቅብቲ ከተማ ባህርዳር ኣቲና አሎም።

እቲ ልኡኽ ኣብ ባህርዳር እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር  እቲ ክልልን ካቢኔኦምን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

Comments (0)
Add Comment