ብምኽኒያት ጎንፂ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ብምኽኒያት ጎንፂ ብግዲ ካብ መረበቶም ዝተመዛበሉ ቁፅሪ ዜጋታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

ኣብ መንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዘጋጠመ ኲናት ቁፅሪ ስደተኛታት ልዒሊ 100 ሚሊየን ንክኸውን ከምዝገበረ ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

Comments (0)
Add Comment