ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።

ኣብ ትሕቲ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሳለጡ ናይ ሊግ ውድድራት እዋን ዝውውር ዝኽፈተሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡

ብመሰረት እዚ ፕሪሜርሊግ ደቂ ኣንስትዮን ላዕለዋይ ሊግ ደቂ ኣንስትዮን 2015 ዓ.ም፣ ላዕለዋይ ሊግ ደቂ ተባዕትዮን ከምኡ እውን ትሕቲ 20 ዓመት ውድድራት ዝሳተፋ ጋንታታት ዝውውር ምፍፃም ዝኽእላ ካብ 4 ጳጉሜን ክሳብ 15 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝኾነ ተመልኪቱ፡፡

እዋናዊን ዝተማለአን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment