ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ዝውዕል ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ንምምሕያሽ ስርዓት ስነ መዓዛ ዝኸውን ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ።

እቲ ስምምዕነት ደገፍ፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም፣ መንግስቲ ፈረንሳይን ዓለም ለኸ ትካል ምድሓን ህፃናትን ከምዝኸተምዎ ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ኣብ ክልላት ትግራይ ፣ ኣምሓራ፣ ዓፋርን ኦሮሚያን ንምምሕያሽ ስርዓት ስነ መዓዛ ዝኸውን ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment