ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ኩለ መዳይ ቤት ፅንፀት ድሬዳዋ ገሊፁ።

እቲ ቤት ህንፀት ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝተፈላሉዩ ሙያዊ ስልጠናታት ብምሃብ ማሕበራት ብምውዳብ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ንዕዳጋ የቕርቡ ተረባሕቲ ከምዝገበረ ዳይሬክተር እቲ ቤት ህንፀት ረዳት ኮሚሽነር ወንድሙ ደበላ ገሊፆም።

እቲተሃነፅቲ ሕጊ፥ ብብሎኬት፣ፈሳሲ ሳሙና፣ ምድጃ ኤሌክትሪክ፣ ባህላዊ ኣልባሳትን ፅማቕ ፍራ ምረን ንተረባሕቲ ምቕራብ ከምዝጀመረ ተሓቢሩ።

ብነስሪ ዩሱፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment