ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን6 ዓማውቲ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መዕርፎ ነፈርቲ ደምቢ ዶሎ ዳግም ስራሕ ጀሚሩ።

ኣብ ስነስርዓት ምጅማር ኣገልግሎት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ክልለ ኦሮሚያን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment