ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

ኣይተ በቀለ ብዘጋጠሞም ሕማም ሕክምናዊ ሓገዝ እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ናብ ሎሚ ዘውግሕ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ሚዲያ ንብዙሕ ዓማውቲ ብሓላፍነት ኣገልጊሎም።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዝተሰመዖ ሓዘን ብምግላፅ ንስድራን ፈተውቲን ምፅንዕናዕ ይምነ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment