ናይ ኢጋድ ዋና ፀሓፊ ወርቅነህ ገበየሁ ናብ መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢጋድ ዋና ፀሓፊ ወርቅነህ ገበየሁ ናብ መቐለ ኣቲዮም።

እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ኢትዮጵያ ኲናት ደው ንምባል ብመሰረት ዝተገበረ ስምምዕነት ዝተጣየሸ ሓበራዊ ናይ ክትትልን መረጋገፅን ስርዓት ንምጅማር ኢዮም ናብ መቐለ ኣምሪሖም።

ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራለን ህወሓትን ዝተገበረ ታሪካዊ ስምምዕነት ንምድጋፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ዳግም ከረጋግፁ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ኢጋድ ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment