ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኩዌትን ሰነድ ስምምዕነት ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ዓዲ ከቲመን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚልን ኣምባሳደር ኲዌት ኣብ ኢትዮጵያ ናይፍ ሃኘስ ኣል ኦይታይቢ ክታሞም ኣምቢረሙሉ።

እቲ ስምምዕነት፥ ብምኽኒያት ስራሕ ናብ ኲዌት ዝኸዱ ኢትዮጵያዊያን መሰሎምን ረብሐኦምን ተሓሊዩ ሕጋዊ ዕደል ስራሕ ዝረኽቡሉ ናይ ምትሕብባር ኩነታት ንምፍጣር ግልፂ ረብሓ ከምዝህልዎ ተገሊፁ።

Comments (0)
Add Comment