ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ውድድር ፍፃመ ኣይሲቲ ሁዋዌ ተዓዊቶም።

ኣብ ቻይና ከተማ ሼንዘን ብትራክ ኮምፒውቲንግ  ዝተሳተፉ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ሳልሳይ ሽልማት ምስ ጉጅለ ማሌዢያ፣ ሜክሲኮን ኬንያን ተማቒሎም።

እቲ ውድድር ካብ 14 ክሳብ 18 ገንቦት 2016 ዓ.ም ካብ መላእ ዓለም ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብ ዝተሳተፍሉ ኢዩ ተሳሊጡ።

ካብ ዩንቨርስቲታት ኣርባ ምንጭን ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባን ዝመፅኡ ተምሃሮ ዝተወከልሉ ጉጅለ ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ብምስታፍ ከምዝተዓወተ ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment