ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣትሌት ሓጐስ ገብረህይወት ነቲ ርቕቐት 12 ደቒቕን 59 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡
ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዮሚፍ ቀጄልቻ ድማ ብ13 ደቒቕን 02 ሰከንድን ብምዝዛም 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com
Comments (0)
Add Comment