ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጥቕማ ካብ ምሕላው ብዝሓለፈ ንኣፍሪካ ጥቕምን ድልየትን ምኽባር እትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ- ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዲብሎማሲ ዓውዲ ብሄራዊ ጥቕማ ካብ ምሕላው ብዝሓለፈ ንኣፍሪካ ጥቕምን ድልየትን ምኽባር እትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደር፥ ኢትዮጵያ ብዲብሎማሲ ዓውዲ ዘርፈ ብዙሕ ተግባራት ትፍፅም ከምዘላ ገሊፆም።

ኢትዮጵያ በዲፕሎማሲው መስክ ብሄራዊ ጥቅሟን ከማስጠበቅ ባለፈ ለአፍሪካ ጥቅምና ፍላጎት መከበር የላቀ ሚናዋን እየተወጣች መሆኑንም ጠቅሰዋል።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ጥቕማ ካብ ምሕላው ብዝሓለፈ ንኣፍሪካ ጥቕምን ድልየትን ምኽባር እትገብሮ ፃዕሪ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም።

ናይ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ብፍላይ ናይ ሰሜን ኲናት ስዒቡ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ብብዙሕ መልክዑ እንተተፈተነ እውን ብብዙሕ ፃዕሪታት እቶም ፀገማት ከምዝተሓለፉ ኣዘኻኺሮም።

ብፍላይ ናይ ሰላም ስምምዕነት ስዒቡ ብብዙሕ መልክዑ ናይ ዲፕሎማሲ ዓውዲ ብፅቡቕ ኩነታት ምዃኑ ምዝራቦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment