ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሳተላይት ሓዱሽ ምዕራፍ እትሃንፅ ዘላ ሃገር ኢያ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ሳተላይት ሓዱሽ ምዕራፍ እትሃንፅ ዘላ ሃገር ኢያ  ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።

ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ከተማ ኣዳማ ዩኒቨርሲቲ  ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዓውዲ ሳተላይት፣ ድሮን ቴክኖሎጂን ኣይ ሲ ቲን ርእዮም።

በለጠ ሞላ (ዶ/ር)፥ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዘለዉ ምሁራን ዓቕሞም ብምጉልባት ኣብ ቀፃሊ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርክትዎ ዘለዉ ኣበርክቶ ንኢዶም።

እቲ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ እውን ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment