ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ሻምፒዮና ቴኳንዶ ኣፍሪካ ኮይና።

ንክልተ መዓልታት ኣብ ማእኸል ትምህርቲን ስልጠናን ስፖርት ራስ ሃይሉ እንትካየድ ዝነበረ ሻምፒዮና ተዛዚሙ።

ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ብክልቲኡ ፁታ 24 ወርቂ፣ 23 ብሩርን 33 ነሓስን ብድምሩ 88 ሜዳሊያታት ብምርካብ ብፀብለልታ ዛዚማ።

እቶም ሜዳሊያታት፥ ብቴኳንዶ፣ ቅልስን ‘ፖወር ቴስት’ን ብዝተብሃሉ ዓይነታት ውድድር ዝተረኸቡ ኢዮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment