ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር ኢ/ር)  ኣብ ኣጎዋን እዋናዊ ዛዕባን ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ኮንግረንስ ኣሜሪካ ዘቲዮም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣጎዋ ምግላል ዝፈጥሮ ኢኮኖሚያዊ ቅልውላው ዝጠመተ ዘተ ከምዝተገበረ ሓቢሮም።

ኣጎዋ ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዘለዎ ፅዕንቶ ልዑል ከምዝኾነ ገሊፆም።

ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሰብ ሃፍቲ ኣሜሪካ ዝፈጥሮ ፅዕንቶ ቀሊል ከምዘይኮነ ኣገንዚቦም።

ምፅዳቕ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ፣ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዘለዉ ስደተኛታት ዝወሃብ ሰብኣዊ ደገፍ፣ ብዛዕባ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካን ስምምዕነት ሰላን ተግባራዊ ኣብ ምግባርን ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment