ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ድግፍ ስነስርዓት ሰልፊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ንፓርቲ ብልፅግና ድግፍ ስነስርዓት ሰልፊ ይካየድ ኣሎ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ አብቲ ስነ ሰርዓት ብምርካብ ንህዝቢ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment