ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትሙንድ ንፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴይንት ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ) ብጀርመናዊት ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ 1 ን 0 ተሳዒራ፡፡

ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ፒ ኤስ ጂ ፓርክ ዴስ ፕሪንስ ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ዶርትሙንድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ቀዳማይ ዙር ፀወታ እውን ብተመሳሳሊ ውፅኢት 1 ን 0 ዝሰዓረት ዶርትሙንድ ብድምር ውፅኢት 2 ን 0 ብምስዓር ኢያ ኣብ እንግሊዝ ስታዲየም ዌምብሌይ ዝካየድ ፀወታ ፍፃመ በፂሓ ዘላ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment