ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕግበት ማሕበረሰብ ክብ ብምባል ዝሓሸ ኣገልግሎት ንክህሊ ንምኽኣል ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ሓደሽቲን ነባርን ማእኸላት ዕዳጋ ንሳልሳይ ወገን ክተሓላለፍ ኢዩ ተባሂሉ።

ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሚኑኬሽን ቢሮ ንግዲ ሰውነት ኣየለ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ካብ መንጎ እቶም ዝመሓላለፉ ማእኸላት ማእኸላት መሸጢ ፍሪያት እኽሊ ለሚ ኩራ፣ ኮልፌ ናይ ግብርና ዕዳጋን ኣቃቂ ቃሊቲን፣ ማእኸል ምስፍሕፋሕ ፍራምረን ኣትክልቲን ላፍቶ ተጠቀስቲ ኢዮም።

ብተወሳኺ ማእኸላት እንስሳት ዳልጋ ሸጎሌ፣  ቄራ በጊዕን ጤልን ብርጭቆ፣ ሓሙሽተ ማእከላት ዕዳጋ እንስሳት ከምዝኾኑ ተዛሪቦም።

ብመሳፍንት እያዩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment