ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ፥ “ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን እታ ከተማን ኣብቲ መድረኽ ይሳተፉ ኣለዉ።

Comments (0)
Add Comment