ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ።

ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ ኣብታ ከተማ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ መግለፂ ሂበን።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝስራሕ ዘሎ ልምዓት ኮሪደር እታ ከተማ ናብ ዝሓሸ በርኪ ከተማነት ንምሽግጋር መሰረታዊ ስራሕ ከምዝኾነ እተን ከንቲባ ተዛሪበን።

ብምኽኒያት ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓሉ ተመጣጣኒ ካሕሳን ቅያር ቦታን ከምዝወሃብ እውን ገሊፀን።

ኣብቲ ከይዲ ፀገም ፍትሓውነት ንከይህሊ ጥንቃቐ ከምዝገበረ ተዛሪበን።

ብዉብርስት ተሰማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment