ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን(ስማርት ሲቲ)  መጀመሪ መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ገብሪ ናይ ኣዲስ ኣበባ ምምሕዳር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራለን እታ ከተማን ተረኺቦም።

ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ደረጃኣ እተማለእን ንነበርታ ብኹሉ ተስማዕማዒት ንክትኮንን ዘኽእል ፕሮጀከት ዕላዊ ዝግበረሉ ሲምፖዝየም ከምዝኾነ ተዘሪቡ።

ኣብ ኩሉ ዓውዲታት መሰረታዊ ለውጢ ዝረኣየሉ ፕሮጀክት ከምዝኾነ ካብ ናይ ከንቲባ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment