ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ኣብ ምትግባር ቃልኪዳን ሰቆጣ፣ ኣብ ምጥያሽ ቤት ምኽሪ ስትራቴጂ ምግቢን ስርዓተ ምግቢን  ዘድሀበ ዘተ ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ እንዳሻው ጣሰው፣ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ወ/ሮ ፋጤ ስርሞሎ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል፣ ዞባን ፍሉይ ወረዳ ተረኺቦም።

ኣበቲ እዋን ዘተ ምስ ስርዓተ ምግቢ ተተሓሒዙ ኣብ ገፀር ከምኡ እውን ትሑት ብርኪ ናብራ ኣብ ዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብበን ፀገም ድኽዳኸ ብዝኸፍአ ኩነታት ከምዝረአ ምሕባሩ ሓበሬታ ኮሙኒኬሽን እቲ ክልል የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment