ኣብ ኮሎምቢያ ብሰንኪ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ኮሎምቢያ ብሰንኪ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም።

ሰራዊት እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እታ ዝተሓምሸሸት ሆሊኮፕተር ኣብ ሰሜናዊ ሸነኽ ኮሎምቢያ ንደባይ ተዋጋእቲን ኣዘዋወርቲ መዐወንቲ እፃትን ኣብ ዝተኸልከለ ወተሃደራዊ ቤዝ “ሳንታ ሮዛ ዴል ሱር” ናውቲታትን ወተሃደራትን ተዘዋውር ነይራ ኢሉ።

ኤምአይ 17 ዝብል ስያመ ዘለዋ እታ ስርሒት ራሽያ ዝኾነት ነፋሪት፥ በቲ ናይቲ ከባቢ ኣቆፃፅራ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 1ን 50 ደቒቓን ሃንደበት ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment