ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ መጋቢት ልዕሊ 27 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ወርሒ  27 ቢሊየንን 219 ሚሊየንን 961 ሺሕን 375 ነጥቢ 3 ብር ንምነእካብ ትልሚ ተታሒዙ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ 27 ቢሊየንን 130 ሚሊየንን 353 ሺሕን 57 ነጥቢ 33 ብር ከምዝኣከበ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸባነዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment