ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ልዕሊ 374 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘቕረብኡ ፀብፃብ፥  እቲ ኣፈፃፅማ ምስ ሕሉፍ ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 43 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ወሰኽ ከምዘለዎ ምግላፀን ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ መንጎ እቲ ዝተኣከበ፥ 235 ነጥቢ 19 ቢሊየን ብር ካብ ታክስ ውሽጢ ዓዲ ዝተረፈ 139 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ድማ ካብ ቀረፅን ታክስን ንግዲ ወፃኢ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ኣብሪሀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment