ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ኣውሮፓ ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ  ሸነኽ ኣውሮፓ ሰሜና ምዕራብ ኣፍሪካን ሙቐት ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝቕፅሉ መዓልታት መጠን ሙቐት ደቡብ ኣውሮፓ ካብ 40 ናብ 48 ዲግሪ ሴሊሺየስ ክብ ክብል ኢዩ ተባሂሉ።

ብፍላይ ኣብ ስፔን፣ ፈረንሳይ፣ ግሪክ፣ ክሮሺያን ቱርክን ልዕሊ 40 ዲግሪ ሴሊሺየስ ከመዝበፅሕ ተሓቢሩ።

ኣብ ከተማታት ጣሊያን ድማ ክሳብ 48 ነጥቢ 8 ዲግሪ ሴሊሺየስ ክበፅሕ ከምዝኽእል ተገሊፁ።

ፍሎረንስን ሮምን ሓዊሱ ኣብ 10 ከተማታት መጠንቀቕታ ተዋሂቡ ኣሎ ክብል ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment