ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 ታሕሳስ ኣብ  ቫሌንሺያ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣትሌት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላፎ ፅሑፍ÷ ድሕሪ ናይ ብዙሕ ግዘ ጉድኣት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ጀንዝሳተፍ ኣፍሊጡ።

ናብ ውድድር ጉያ ንምምላስ ከቢድ ናይ ልምምድ እዋናት ከምዘሕለፈ ዝገለፀ ኣትሌት ቀነኒሳ÷ “ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 ታሕሳስ ኣብ ቫሌንሺያ ዝካየድ ውድድር ጉያ ማራቶን ዓቕመይ ክፍትሽ እየ” ኢሉ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment