ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26  መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናብ ዓለም ለኸ ውድድር ተመሊሳ።

ኣብ  ሪዮ ኦሊምፒክ ብራዚል በዓልቲ ዋና ክብረ ወሰን 10 ሺሕ ሚትሮ  ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ካብ ጉድኣት እግሪን ወሊደን ብምምላስ ዳግማይ ናብ ውድድር ተመሊሳ።

ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ትማሊ ኣብ ስፔን ኣብ ዝተገበረ ፈርቂ ማራቶን 1 ሰዓትን 8 ደቓይቕን 22 ሰኮንድን ብምእታው መበል ሓምሻይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ዛዚማ።

ኣትሌት ቤተልሄም ኣፈንጉስ ድማ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድራ ከመዝዛዘመት ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment