ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብነት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅለሉ ኢና ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ መበል ታሽዓይ ከተማዊ ኤግዚብሽን ምህዞን ሳይንስን ተምሃሮ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ምኽፋተን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

እቲ ኤግዚብሽን፥ “ብስራሕቲ ምህዞ ዝማዕበለ ትውልዲ ንኩለ መዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ውፅኢት የምፅኡ ከምዘለዉ ኣብቲ ዓውደ ርእይ ዝተዓዘበኦም ስራሕቲ ምህዞታት ተምሃሮ ኣብነት ከምዝኾኑ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment