ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ምዝገባን ምርግጋፅን ሰነዳት ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ።

ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ኣለምሸት መሸሻ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተቐመጠ ትልሚ ኣብ ምዕዋት ዝሓሸ ስራሕቲ ከክዝተሰርሐ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኣገልግሎት ን877 ሺሕን 722 ተገልገልቲ ኣገልግሎት ከምዝተውሃበ ተዛሪቦም።

ልዕሊ 496 ሺሕ ጉዳያት ብምትእንጋድ 1 ነጥቢ 29 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ እውን ገሊፆም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment