ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ዘቕረበቶ ትልሚ ሰላም ከምትድግፎ ቻይና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ንምሽምጋል ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ቻይና ኣፍሊጣ።

ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ÷ መራሕቲ ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሰላም ተሓንጊጦም ንሩሲያን ዩክሬንን ንምስምጋል እናገበሩዎ ንዝርከቡ ፃዕሪ ኣመስጊነን፡፡

ክልቲኦም ወገናት ጎንፂ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝግበሩ ፃዕሪታት ቻይና ከምትግድፎ ኣብሪሀን።

ድርድርን ልዝብን ካብቲ ጎንፂ ንምውፃእ ብሓታዊ መገዲ ከምዝኾነ ምግላፀን ኣርቲ ፀብፂቡ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details

Comments (0)
Add Comment