ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከተማ መቐለ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።

ኣብቲ ዑደት፥ ካብ እቶም ከንቲባታት ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ክልላዊ ኣመራርሓ ኣመራርሓ ይሳለፉ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ኣብ ሸውዓቲአን ክፍላተ ከተማታት ከተማ መቐለ ይስራሑ ዘሎዉ መሰረተ ልምዓታት መንገዲ ትራፊክ መብራህቲ፣ ጨና ኣልቦ ፋኛ ትራ፣ መሰንከቲ ባኒ ፣ ሼድ፣ ህንፀት መንገዲ፣ ከተማ ሕርሻን ካልኦትን ሓዊሱ ተዘዋዊሮም ይዕዘቡ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment