ካብ ተሓጋዛይ ኣተሓሳስባ ምግልጋል መበል ካልኣይ ምዕራፍ ሃርበኝነት ንምዕዋት መሰረት ዘንብር ኢዩ-ኣይተ ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ተሓጋዛይ ኣተሓሳስባ ምግልጋል መበል ካልኣይ ምዕራፍ ሃርበኝነት ንምዕዋት መሰረት ዘንብር ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣይተ ኣደም ፋራህ ተዛሪቦም።

“ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፣ ንዝተማልአ ሃገራዊ ሉኡላውነትን ክብሪን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ካብ ኣተሓሳስባ ተሓጋዛይነት ንምግልጋል ዝዝቲ መድረኸ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ።

ኣይተ ኣደም፥ ከም ሃገር ካብ ተሓጋዛይነትን ልመናን ምግልጋል ጊዘ ዝወሃቦ ዛዕባ ኣይኮነን ኢሎም።

ካብ ተሓጋዛይነት ኣተሓሳስባ እንተይተገላገልካ ሉእላውነትን ብሄራዊ ክብሪን ብሙሉእነት ምውናን ከምዘይከኣልን በዚ እውን ብቆራፅነት ምብጋስ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ብኣግባቡ ኣዋዲድካ ብምጥቃምን ንብልፅግና ብምውዓልን ቁፅሪ ተሓገዝቲ ምቕናስ፣ ቀስ ብቐስ ካብ ተሓጋዛይነት ሙሉእ ብሙሉእ ምልቓቕ ከምዘድሊ ሓቢሮም።

ነዚ ብሕታዊ መፍትሒ፥ ምስሳን ፍሪያት ኣብ ኩሎም ብርክታት ክብ ምባል ከምዝኾነ ምግላፆም ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮፐ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment