ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ።

ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 13 ሺሕን 260 ዝኾኑ መፃሕፍቲ ናይ ታሪኽ፣ ቋንቋ፣ ጥበብን ባህሊን ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment