ዋና መምርሒ ሕብረት ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ መርሃ ግብሪ ምስጋና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ሕብረት ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ኣመራርሓታትን ኣባላትን መርሃ ግብሪ ምስጋናን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክልትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ሰራዊትን ዕድመ ዝተበረሎም ኣጋይሽን ከምዝተረኸቡ ካብ ፌስቡክ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እቲ ዋና መምርሒ ኣብ ትሕቲኡ ንዝርከቡ ኮሌጃትን ኣካዳሚታትን ብኣፈፃፀመኦም ዝለዓለ ውፅኢት ዘመዝገቡን ፃንሒት እዋኖም ንዝሸፈኑን ኣባላት ሜዳይን ዕቤት መዓርግን ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment