“ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 126 በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽኒያት “ዓድዋ- ንኢትዮጵያውያን ሕብረት፣ ንኣፍሪካዊያን ባና ናፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ።

እቲ ሲምፖዚየም ሚኒስቴር ባህልን ስፖርቲን ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ዓወት ዓድዋ ሐዚ ንዘሎ ትውልዲ ዘበርከቶን ንፓን ኣፍሪካኒዚም ምጉልባት ዝተጫወቶ ቁልፊ ግደ ብዝምልከት መዛተዪ ፅሑፍ ቀሪቡ ዘተ ይግበረሉ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትረ ዴኤታ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ወርቅነሽ ብሩ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

ብታሪኩ ለገሰ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment