ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 116 ዕለተ ምስረታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ እዚ ምብራቕ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።

እቲ በዓል፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ክበብ መኮንናት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።

ኣብቲ መድረኽ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ብምቕራብ ዘተ ፓነል ይግበር ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ኣዛዚ እቲ እዝ ሜጀር ጀነራል ፍቃዱ ፀጋዬ፣ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወይዘሮ ሚስኪ መሓመድ፣ ላዕለዎት መኮንናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ክልል ሃረሪን ከምዝተረኸቡ ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment