ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ይቕበል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብመንግስቲ ዝተመደቡ ተምሃሮ 2016 ዓ.ምን ብውልቆም ከፊሎም ምምሃር ዝኽእሉ ተምሃሮን ይቕበል ኣሎ።

እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ሎሚ ዘበን ተምሃሮ “ፍሬሸር ዊክ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዝቕበል ዘሎ።

ሎሚ መዓልቲ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝመፅኡ ተምሃሮ ቀዳማይ ዓመት ኣብቲ ቀፅሪ ብዛዕባ ዝህልዎም ፃንሒት በፍላይ ክፍፅምዎም ብዛዕባ ዝግብኡዎምን መስ ካልኦት ተንሃሮ ብዛዕባ ዝህልዎም ርክብን ካሊእን መብርሂ ተዋሂቡዎም።

ብኣለምሰገድ ኣሳዬ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment