ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ን11 ምሁራን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ሂቡ።

እቲ መዓርግ፥ ኣግባብነት ብዘለዎም ክፍሊታት ትምህርቲ ተመርሚሩ፣ ብጉባኤ ኣካዳሚክ ኮሌጀት ተፈቲሹ፣ ኣፅጋቢ ብዝኾነ መልክዑ ብሰብ ሙያ ተገምጊሙ ብሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ ተራእዩን ተቐባልነት ረኺቡን ዝፀደቐ ከምዝኾነ ገሊፁ።

ብመሰረት እዚ፦

  1. ዶ/ር ቁምላቸው የሺጥላ
  2. ዶ/ር ሽመልስ ኣሰፋ
  3. ዶ/ር መንግስቱ ለገሰ
  4. ዶ/ር ጉታ ዘነበ
  5. ዶ/ር ፋሲል ኣሰፋ
  6. ዶ/ር ጥልዬ ፈይሳ
  7. ዶ/ር ብሩክ ላምቢሶ
  8. ዶ/ር ብርሃኑ ነጋ
  9. ዶ/ር ዘበነ ክፍሌ
  10. ዶ/ር ተረፈ ደገፋን
  11. ዶ/ር ንጉሴ ደዬሳን መዓርግ ሙሉእ ፕሮፌሰርነት ፀዲቑሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment