ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ጣልያናዊ ተኸላኻሊ ኩዕሶ እግሪ ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።

ካብ 23 ዕድሚኡ ጀሚሩ ምስ ብሄረራዊ ጋንታ ጣልያን ምጭዋት ዝጀመረ  ችሊኒ፥ 117 ፀወታታት ንሃገሩ ገይሩ ኢዩ።

ብብርኪ ክለብ ድማ ዝበዝሐ ፃንሒቱ  ኣብ ጁቬንቱስ ኢዩ ነይሩ።

ኣብ ጁቬንቱስ 561 ፀዋታታት ከምዝገበረ ይፍለጥ።

ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ።

Comments (0)
Add Comment